ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፅሬት ኣቅሑት፣ ሕትመትን ስፖርት ዕጥቂን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብዕለት 06/02/2011ዓ/ም ቁፅሪ ጨ.ቁ 001/2001 ግልፂ ጨረታ ወፂኡ ንብረት ኣታዊ ዘይገበሩ ነጋዶ ስለዝተቀፅዑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዋና ቤት ማዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ካዝና ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክነስርሕ ይደሊ፤

የትግራይ ብሔራዊ ክልላዊ መንግስት የጤና ቢሮ የተለያዩ የህትመት ስራዎች እና የፅሕፈት መሳሪያዎች ከህጋውያን ነጋዴዎች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሓ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓይደር ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ካብ ICBPP በጀት ዳ/ዳ/ምድላው ትልምን ክትትልን ገምጋምን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ ክዕድግ ይደሊ፤

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ኣብ ሲቪል ሰርቪስ ክ/ትግራይ ዳ/ዳ/ዕ/ፋ/ም/ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤