ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ብምኽንያት ህፁፅ ጊዜ ኣዋጅ ኣብ ሰራሕተዓታቱ ንዝተፈጠረ ናይ ትራንስፖርት ፀገም ንምፍታሕ ካብ ዕለት 30/08/2012ዓ/ም ጀሚሩ ሰራሕተኛታት ቢሮ ፍትሒ ዘመላልሳ በቲ ሐዚ ወፂኡ ዘሎ ስታንዳርድ 50 ሚኢታዊ ቀኒሰን ክፅዕና ብዝወፀ መምርሒ መሰረት ካብ 12 ክሳብ 15 ሰብ ክሕዛ ዝኽእላ 03 ቅጥቅጥ ኣዉቶብሳት ተኻርዩ ክግገል ይደሊ በዚ መሰረት ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ክሳብ 26/08/2012ዓ/ም ክተቅርቡ ትክእሉ

ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ፒቪሲ አከዛ ፕሮጀክት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ስፔር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ፒቪሲ አከዛ ፕሮጀክት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ፒቪሲ አከዛ ፕሮጀክት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኤሌክትሪካል ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘርሁን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቅሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጄንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ አጠ/ምም/ርን ገፀር መሬት ክ/ትግራይ ናይ UIIGDP ኣብአፈፃፅማ ስርዓት ምሕደራ ስነከባቢነ ማሕበራዊ ጉዳያት / ESMF/ 12 ከተማታት ናይ ክዋኔ ኦዲት ንዘካየዳ ፅንዓት ግልጋሎት ምኽሪ /ኮንሳልታንሲ/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንምስራሕ ይደሊ

ናይ ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ/ ህወሓት/ ኣብ 2012 ዓም በጀት ዓመት ናይ ኔትወርክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ፓድ ሕትመት ክተወዳድር ስለ ዝደለየት ፡-

ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ፣ ፓርቶማጋሎ ፣ ናይ መኪና ወንበር ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ