ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት / ናይ መኪና ጎማ/ 05 ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክጋዕዝ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ደረቕ ፅዕነት /ሲሚንቶ ምጉዓዓዝ/ ናብ ወረዳ ሳ/ፃ/እምባ ከተማ ፈረወይኒ በዝሒ ኩንታል 400 ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክጋዕዝ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደባኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ መኪና መጋያየፂ ኣቅሑት / ጨረቂ ወንበር ንቢሸፍቱ ባስ በዓል 61 ቁፅሪ 61 ፣ በዓል 32 በዝሒ 32 እግሪ ምንፃፍ ሙሉእ ን BAIC 6 PICkUP 1 መኪና ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ናይ ህንፃ መሳርሒ ዝዉዕል ንብረት ፣ ትቦላሪ 30*30*2 በዝሒ80 ፣ ጋንጉሸር 264 ቁፅሪ ሳምፕል በዝሒ 270 ፣ ሚስማር ቁፅሪ ኪሎ 50 ካብ ሕጋዉያን ነጋዶብ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ ፅሕፈት ኣቅሑት / ናይ ሒሳብ ኣታዉን ወፃኢን መዝገብ 18፣ ሌጣ መዝገብ 36 /፣ ሕጋዊ መቕረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ስፔር ፓርት ኣቅሓ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ፡-

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኣብ ግቢ ትምህርቲ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቕሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ንምሻጥ qala 01/03/630/12 ብዕለት24/09/2012ዓ/ም ዘዉፅኦ ጨረታ ናይ ስፔስፊኬሽን ፀገም ስለዝነበሮ ዳጊም ንክወፅእ ተገይሩ ኣሎ ስለዝኮነ ድማ ካብዚ ንታሕተ ዝተረዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ዝምልከቶም ኣካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጄንሲ ምር/ምዝ/ሰነዳትን ወ/ኩነትን ዝተፈላዩ ናይ እስቴሽነሪ ኣቁሑት ዝዉዕል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክግድግ ይደሊ

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ ፕሮግራም ዕብየት ሕርሻ ( AGP –II) ብዝተረኸበ በጀት ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት / ናይ ድሕሪት ፍሬቻ ፀጋማይ ንፎርድ ሞዴል A6C መኪና በዝሒ 01 / ሕጋዊ መቕረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ክዕደግ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም Pump Assy Fuel feed 01, Injection pump kit 01 , seal 01, molder assy 01 , brush 02