ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ ጀነረተር መቆፃፀርን ATSን ደባይደርን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቋሒታት እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንኮንስትራክሽን ስራሐቲ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስትራክሽን: ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፀትን ኣብ 2016 ዓም ካብ ባንኪ ዓለም UIIDP ብዝተረከበ በጀት ኣብ ከተማ ዓዲግራት ናይ ደግም ህንፀት ቤት ማዘጋጃ ካዳስተር ህንፃ ስራሕቲ ንምስራሕ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ደረጃ 9 ኣናሽተይ BC / GC ብርኪ ስራሕ ፈቃድ ንዘለዎም ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዉልቀ ኮንትራክተራት ወይ ደኣንት ሽርካና ማሕበር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ አበርገለ የጭላ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ባህልንቱሪዝምን ትግራይ ሎሚ ዘበን ንዝብዓል በዓል ኩናት ዓድዋ ብድምቀት ንምብዓል መጎዓዚ ዝከዉን 4 ሃይሩፍ መካይን ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ግልጋሎት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ

Messebo Cement Factory PLC. (MCF PLC) Invites Eligible Bidders for the Supply of Different Types of Safety Materials

Sur Construction Plc Invites all Interested Eligible Bidders for Post-tension Slab Design, Supply, Installation, and Supervision works of 2B+G+5 Mall Building, Mekelle.

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ ሆቴል ማነጅመንት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሓዉዜን ኣብ ዓመት 2016 ዓም ናይ ዋና መስመር ፅርጊያ ናይ መብራህቲ ኣቑሑት : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ