ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዕዝያን ወረዳ ሰቲት ሑመራ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2009 በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዳስትርን ከተማ ሰቲት ሑመራ ኣብ ወረዳ ሑመራ ንግልጋሎት መሕረዲ ዝውዕል ህንፃ ፕሮጀክት ስራሕቲ ብ ደረጃ 7 ን ልዕሊኡን BC ወይ GC ንግዲ ትካላትን ኮንስትራክሽን ማሕበራትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ