ትግራይ ባዮቴክኖሎጂ ማእከል ኣብ ዞባ መቀለ ክፍለ ከተማ ሰሜን ጣብያ ላጪ ኣብ ቀፅሪ እቲ ትካል ብደረጃ BC 8 /GC 8 ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ይደሊ

ትግራይ ባዮቴክኖሎጂ ማእከል ኣብ ዞባ መቀለ ክፍለ ከተማ ሰሜን ጣብያ ላጪ ኣብ ቀፅሪ ግቢ ዘስርሐ ዘሎ ህንፃ መዕፆን መስኮትን ኣድላይ ማተርያል አቕርቡ በቲ ዝወፀ ስፔሲፊኬሽን መሰረት ሰርሑ ገጠሙ ዘረክብ ትካል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

በኤጄንሲ ማዕድንና ኢነርጂ ክልል ትግራይ ዉስጥ የሚገኝ ባዮ ጋዝ ፕሮግራም ማስተባባሪያ ዩኒት ከዚህ በታች የተገለፁትን በ ዎርክ ሾፕ የሚሰሩ የባዮ ጋዝ እቃወች ጨረታ ኣወዳድሮ ለማሰራት ስለሚፈልግ ህጋዊ ነጋዴ የሆናቸህ እንድትወዳደሩ ይጋብዛል