ቤት ፅሕፈት ጨ/ቤ/ፅ/ል/ከ/ንግ/ኢን ሐደ ማእክል ከተማ ዕ/ሓሙስ

ቤት ፅሕፈት ጨ/ቤ/ፅ/ል/ከ/ንግ/ኢን ሐደ ማእክል ከተማ ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት 2009 ዓም ነዞም ዝስዕቡ ንብረታት ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንኣብተ ፅሕፈት ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ