ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ሓዉዜን ኣብ ቤት ፅሕፈቱ ዝርከብ ዘገልገለ በዝሒ 500 በዓል 21/2 (ክልተን ፈራቃን)ኢንች ሓፂን ቱቦ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ