ን2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መገዲ መጋዓዝያ ከተማ ኣላማጣ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012ዓ/ም ኣብ ቀበሌ 01 ከተማ ኣላማጣ ዝርከብ G+2 ናይ ቤት ፍርዲ ህንፃ ናይ ፍኒሺንግ ስራሕቲ ብደረጃ 9 ብርኪ ፍቃድ ኣናእሽተን ንግዲ ትካላት ንኮንስትራክሽን ንግዲ ማሕበራት ኣወዳዲሩ ከሰርሕ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መገዲ መጋዓዝያ ከተማ ኣላማጣ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012ዓ/ም ኣብ ከተማ ኣላማጣ ዝርከብ ናይ ማዞርያ ስራሕቲ RC/ GC/BC ደረጃ 5ተ ልዕሊኡን ዝኮኑ ተጫረቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገዲ መጋዓዝያ ከተማ ኣላማጣ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ኣብ ዞባ ደቡብ ከተማ ኣላማጣ ዝርከብ ናይ ቤት ማዛጋጃ G+3 ህንፃ ብመፍለይ ቁፅሪ ዕደጋ DLA/CW/DL/04/12 ፍልፍል መዘጋጃ ዝኮነ ፕሮጀክት ህንፀት ስራሕቲ BC/GC ደረጃ 5ተ ልዕሊኡን ዝኮኑ ተጫረቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ