ናይ ዞባ ደቡብ ትግራይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ማይጨው ሀገረ ስብከት ኣብ ከተማ ማይጨው 03 ቀበሌ ፍሉይ ቦታ ጥቃ አውቶብስ መናሃርያ ኣብ ዝርከብ 543 ካ/ሜ ናይ ድርጅት ትሕዝቶኡ ንኹሉ- መዳይ ናይ ልምዓት ግልጋሎት /ንግዲ/ (Mixed Used building) ዝውዕል G+6 ዘመናዊ ህንፃ ብደረጃ 2ተ ወይ 1 ፍቓድ ዘለዎ አማኻሪ ድርጅት ዲዛይን ብግልፂ ጨረ አዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ኣ