ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ ፕሮግራም ምጥንኻር ስርዓት ምግቢ (FSRP ) ብዝተረኸበ ባጀት ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ናይ ዕ/መሳርሒ ኣቑሑት ኣብቲ ዘፈር ካብ ዝተዋፈሩ ብቑዓትን ሕጋዊ መቕረብቲ ብዋጋ መቕረቢ /ፕሮፎርማ/ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ ምጥንኻር ስርዓት መግቢ ፕሮግራም (FSRP ) ብዝተረኸበ ባጀት ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ፅርየቶም ዝተሓለወ ናይ ፈልሲ ጣብያ መገልገሊ ኣቑሑት ኣብቲ ዘፈር ካብ ዝተዋፈሩ ብቑዓትን ሕጋዊ መቕረብቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡