ደጎዓ ተምቤን ዩኒየን ሓ/ዝተ/ሕብረት ስራሕ ማሕበር ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ ክሰርሕ ስለዝደሊ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ እዞም ዝስዕቡ ናይ ጨረታ ረቆሒታት ዝተማልኡ ተወዳደርቲ ክትጫረቱ ይዕድም::