ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ንዓብያተ ዕዩ ወረዳና አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን: ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ፋይናንስን እቶትን ምምሕዳር ልምዓት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ወረዳ ራያ ኣለማጣ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ካብ FSRP ዝተበጀት በጀት ኣብ ጣብያት ታኦ ክልተ ገርጀለ ሰለሰተ ሰላም ብቃልሳና ኣርባዕተ ኩሉ ግዜ ዜ ለምለም ክልተ ብጠቅላላ ዓሰርተ ሐደ ማንዋል ድሪል ስራሕቲ ንምስራሕ ኣብ ዝኮነ ዓይነት ብርኪ ስራሕ ፍቃድ ዝርከብ ኣብ ማይ ተንከፈ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ዝተዋፈሩ WWC ትካላት ንግዲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ