እስጢፋኖስ ኣጠቃላይ የማሽነሪ ኣገልግሎት ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ናይ ትካልና ንብረት ዝኾነ 05/ሓሙሽተ⁄ ሳብመርሲብል ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።እዚ ዝተጠቐሰ ኣቁሑት ኣብ ትካልና ውሽጢ ዝርከብ እንትኾን ተጫረቲ እዚ ዝስዕብ መምርሒ ክኽተሉ ኣለዎም።