ስምረት ናይ ገንዘብ ዕቓርን ልቓሕን ዩኔን ኣብ ናይ 2013ዓ/ም በጀት ንባንኪ ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ G+4 ዝኾነ ካብ ቤዝመንት ክሳብ ግራዉንድ ዝበፅሕ ንምስራሕ ስለዝደለየ ኣብ ዝተፈላለየ ቦታ እትርከቡ ካብ ደረጃ 6ተ ማለት ደረጃ 1,2,3,4,5,6 ዘለኩም ናይ ኮንስትራክሽን ፍቃድ ዘለኩም ኮንትራክተራት ማሕበራት ትካልና እንዳስትሪያል ማተርያል ብምቅራብ ተጫረቲ እዞን ዝስልቡ ብምቅራብ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ብዝሓዞ መደብ ከስርሕ ይደሊ