ኣብ ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረተ ልምዓት ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ጣብያ ፅንዓት ወያነ ናይ ፖሊስ ኮምኒቲ ንምስራሕ ደቐቅትን ኣናእሽተይን ብርኪ ዓሰርተ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ናይ ጎደና ፅሬት ዝሰርሑ ብማሕበር ዝተወደቡ መናእሰይ ጋዉንን ናይ ልምዓት መሳርሕን ከምኡ እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ናይ ቢሮ ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ