ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ዋንነቱ ናይ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ዝኮነ ኣብ ከተማ ማይ ካድራ ዝስራሕ በዓል 2ተ ደብሪ ህንፃ ፕሮጀክት ብደረጃ 8ተ ብርኪ ፈቃድ ኣናእሸተይ ናይ ደኣንት ወረቀት ምስክር ዘሎዎም ንግዲ ትካላትን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ 2013ዓ/ም ዋንነቱ ናይ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዝኮነ ኣብ ጣብያ በረከት ዝስራሕ ናይ መወለዳን ህንፃ ብደረጃ 8ተ ብርኪ ፈቃድ ኣናእሸተይ ናይ ደኣንት ወረቀት ምስክር ዘሎዎም ንግዲ ትካላትን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ