ለካቲት 2ይ ብርኪ ቤት/ቲ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘረ መሳርሕታት ፅሕፈት ፣ ስፖርት መፃሕፈቲ ፣ ኮምፒተር ፣ ላፕቶፕ ፣ ፕሮጀክተርን፣ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝርዝር ዓይነት ንብረት ዝሓዘ ወረቀት ካብ ፋይናንስን ምምሕዳርን ቤት ትምህርትና ካብ ዕለት 16/06/2012 እስካብ ዕለት 20/06/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዘ ንጉሆ ስካብ 6 ሰዓት እናመፃኩም ክትወስዱን ዋጋ መሊእኩም ከተእትዉን እናሓበርና ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 20/06/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ምኻኑን እቲ ጨረታ ተጫረቲ ኣብዘየብሉ እዉን ክኽፈት ዝክእል ምኻኑን እናሓበርና ተጫረትቲ እትመፁ ክመልእዎም ዝግባእ ረቓሕታት ድማ

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርት ለካቲት 23 ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣብ ታሕቲ ዝተዘረዘሩ ኣቐሑት ኤሌክትሮኒክስ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ልካቲተ 23 ክጥቀመሎም ዝፀንሐ ካብ ስርዓተ ትምህርቲ ወፃኢ ዝኾኑን ዝኣረጉን ልዕሊ ትሽዓተ ሽሕ ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ልካቲተ 23 ክጥቀመሎም ዝፀንሐ ካብ ስርዓተ ትምህርቲ ወፃኢ ዝኾኑን ዝኣረጉን ልዕሊ ትሽዓተ ሽሕ ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ለካቲት 23 እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዝርዘሩ ዓይነታት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ/ኣይሲቲ/ ዋጋ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ለካቲት 23 እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዝርዘሩ ዓይነታት መሳርሒ ፅሕፈት ዋጋ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ለካቲት 23 እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዝርዘሩ ዓይነታት መሳርሒ ስፖርት ዋጋ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ