ቤት ፍርዲ ወረዳ እምባ አላጀ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ነቲ ወረዳ አጎልግሎት ዝዉዕሉ ዲስክቶፕ ኮምፒተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብ 10/06/2012ዓ/ም ክሳብ 25/06/2012ዓ/ም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፍርዲ ፋይናንስ ወረዳ እምባ ኣለጃ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ፋይናንስ ወረዳ እምባ ኣላጀ ነቲ ወረዳና አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኮምፒተርን ተዛመድቲ : ከምእዉን ስራሕቲ ሕትመት: ፅሕፈት ኣቅሑት : ኣቅሑት ፅሬትን : ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ