ናይ ቦክራ ዩኔየን ኩለመዳይ ሕ/ስ/ማሕበር ንብረት ዝኾና ዘገልገላ ሓንቲ ናይ ደረቅ ፅዕነት ኣይሱዙ መኪና ሓንቲ ትራክተር ፈረስ ጉልበት 40 ዝኾነት ሓንቲ ትራክተር ፈረስ ጉልበት 30 ዝኾነት 10+ ትሬኻራት/ዓዉዲ መኸዲ/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቦኽራ ዩኔን ሓ/ዝተ/ኩ/መ/ሕ/ስ/ማሕበር ንብረት ዝኾነ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዘገልገላ ተሽከርከርቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ተጫረቲ በቲ ኣብ ዝርዝር ዝወፀ ሰነድ ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም::