ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ ዝርከብ ህንፃ ዲዛይን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ቤት ማዘጋጃ ከተማ የጭላ ጣብያ መዓረይ ዝስራሕ ድሬኔጅ ወይ ፋኛትራ ብደረጃ 8ተ RC ደቂቅ BC ንእሽተይ ፍቃድ ንግዲ ንዘለዎም ደቀቅትን ኣናእሽተይን ትካላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ ዝርከብ ህንፃ ዲዛይን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ምምሕዳር ቀፅሪ ኣብ ከተማ የጭላ ጣብያ መዓረይ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ብደረጃ 8ተ ዘፈር ኮንስትራክሽን ደቂቅ ፍቃድ ንግዲ ንዘለዎም ደኣንት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ