ኣብ ዞባ ደቡብ ከተማ ኣላማጣ ዝርከብ ሽላን ፐፐር ፕሮዳክትስ ማኑፋክቸሪንግ ሼር ካምፓኒ ናይ ዌስት ትሪትመንት ስራሕ ንምስራሕ ንኮንትራክተራት BC/GC ዝኮነ ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኻናተርቲ ኣጫሪቱ ናይ ጉልበት ስራሕ ጥራሕ ከስርሕ ይደሊ