ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሃፀይ ዮሃንስ 4ይ ብርኪ ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሃፀይ ዮዉሃንስ 4ይ ኣብ ቤት ትምህርትና ዝርከቡ ኣጎልግሎት ዘህቡ ቆርቆሮ ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ