ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ወረዳ እንደርታ ንዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ወረዳ እንደርታ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዶዘር ክራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ክተወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዓዝያ ወረዳ እንደርታ እዞም ስዒቦም ዝርዝሩ ናይ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዓዝያ ወረዳ እንደርታ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዶዘር ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፡፡ ዓይነት ንብረት LN 106 ናይ ቆረፃን ጠቅላላ ናይ መንገዲን ስራሕትን ኣርዝ ዎርክ ክሰርሕ ዝክእል፤

ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳርን መጓዓዝያን ወረዳ እንደርታ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፀትን ዲዛይንን ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ወረዳ እንደርታ ኣብ ጣብያ ሚዛን ኣብራሃን ቁሸት መኣዲ ናይ ጥዕና ጣብያ ሙሉእ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ 8ተ ብርኪ ፈቃድ ኣናእሸተይ ንግዲ ትካላትን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ