ማሕበር ከዋክብቲ 20 ኣባላት ዘለውዎ ዓርሰ ሓገዝ ማሕበር ኮይና ኣብ ካልኣይ ዙር ዕደላ ኣባይቲ 70 ካሬ ተወዲባ ኣብ ምንቅስቃስ ትርከብ፡፡ ስለዚ ማሕበር ከዋክብቲ ንዘህንፆም መንበሪ ኣባይቲ ብቁዓት ዝኮኑ ኮንትራክተራት ኣወዳዲራ ክትቆፅር ትደሊ፡፡