ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዓዝያን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ሕርሻን ልምዓትን ገጠርን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ናይ ስደተኛታት ፅዕንቶ ምላሽ ናይ ልምዓት ፕሮጀክት ካብ ጣብያ ማይ ኩሕሊ ናብ ቁሸት ማይ ሂወት ዝወስድ 7ተ ኪሎ ሜትር ሓድሽ ፅርጊያ በቲ ዘፈር መቅረብቲ ብስርዓት መቅረብቲ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ::