ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዓዲ ረመፅ ኣብ 2011 ዓ/ም ኣብ ጣብያ ደጀና ፍሉይ ቦታ ካዛ ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዓይነት ፀፀር ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።ዓይነታት ፀፀር ብግምት በዓል 01 400m3 ፣ በዓል 02 ፀፀር 300m3 ፣በዓል 03 ፀፀር 600m ፣

ቤት ፅሕፈት ጨንፈር ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዳስትሪን ማለት ቤት ማዘጋጃ ወረዳ ወልቃይት ከተማ ዓዲ ረመፅ ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ መደበኛ ብዝተረኸበ በጀት ንቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ካልኦት ሃለቅቲ ኣቅሑት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ቢሮ ፣ ሕትመት ፣ መሳርሒ ህንፃን መሳርሒ ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።