ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ JSI researcher & training Inst. Ink-L10k ዝተብሃለ ገባሪ ሰናይ ትካል ኣብ ከተማ ማይጨው ዝርከብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ለምለም ካርልን ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ከተማ መኾኒ ዝርከብ መባእታዊ ሆስፒታል መኾኒን ማእኸል ተሞከሮ (skill lab) ግልጋሎት ዝውዕሉ ፈርኒቸራት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።