ኣብያተ ፍርዲ ወረዳ ላዕላይ ማይጨውን ከተማ ኣክሱምን ኣብያተ ፍርዲ ንኣገልግሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት፣ኣናእሽተይ ኣቑሑት፣ኣቑሑት ፅሬት፣ ሕትመት፣ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቑሑት ቢሮ ፣መለዋወጢ ኣቑሑት ሳይክልን ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ንወረዳ ላዕላይ ማጨዉን ከተማ ኣክሱምን ንኣብያተ ፍርዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፋለለዩ መሳርሒ ፅሕፈት :ኣናእሽተይ ኣቅሑት : ፅሬት ኣቅሑት : ሕትመት :ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት :ስራሕቲ ዕንፀይቲ :መለዋወጢ ኣቅሑተ ሳይክልን ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ