ዓይጋ ንግድን ኢንድስትርን ሓ/ዝ/ዉ/ሓ ፋብሪካ እምነበረድ ሰማያታ ኣብ ዉቕሮ 2ተ ኣዉላዕሎ ፍሉይ ቦታ ጣብያ በለሳ ዝርከብ ኣብ ምፍራይ ዉፅኢት እምነበረድ ዝነጥፍ ዉልቀ ትካል እንትኸዉን ትሕት ክብል ዝተገለፁ ኣቅሑት ማለት እዉን ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ባትሪታት ቁርፅራፅ ብረታት ዘገልገሉ ናይ ዘይቲ በራሚልን ካልኦትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ትካልና ኣብ ዉቅሮ 2ተ ኣዉላዕ ዝርከብ ኣብ ምፍራይ ዉፅኢት እምነበረድ ዝነጥፍ እንትኮን ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን ፣ ቁርፅራፅ ሓፂን መፂን ፣ ናይ ግራናይት መቁረፂ ሓፂንን እምኑ መሰርሰሪ ሓፂን ፣ ጎማ ፣ ባትሪ፣ ቁርፅራፅ ካቦ፣ ኣረጊት ቆርቆሮ ፣ ዘገልገሉ ራበርት፣ በርሚል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ትካልና ፋብሪካ እምነበረድ ሰማያታ ኣብ ግልጋሎት ዝወዓሉ ዝተፈላለዩ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መካየን ጎማ ፣ ቾርኬ ባትርን ፣ ዝተቓፀለ ዘይቲ ኦልዮ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ