ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሑመራ 125cc ሞተር ሳይክል፣ ማውንቴን ሳይክልን ናይ ጀነሬተር ባትርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት አገልገሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሁመራ ዝተፈላለዮ መጠን ዘለዎም ናይ ማይ ቆፀርትን ቱቦን መገጣጠምን :ናይ መኪና ጎማን ስፔራትን: ጀነሬተር፣ ኣየር ኮንዲሽነር ኤሲ፣ ላፕቶፕ ኮምፒዩተር፣ ዪፒኤስን ባክኣፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ሶፍትዌር ከፀግንን ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑን ፣ ባትሪን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤