ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ምብራቅ አብ ዓመት 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸር ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ።

ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ምብራቅ አብ ዓመት 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ቢሮ፣ ብጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ።