ዓዲሽዑ ደብረ ብረሃን ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተክርስትያን ሓድሽ ህንፃ ኣብ ምህናፅ ይርከብ። በዚ መሰረት ነቲ ሓድሽ ህንፃ ቤተክርስትያን መስርሒ ዝኸውን ናይ 96 ዝተፈላለዩ መሳኹቲ ብረት ማዕፆ ስራሕ ኣወደዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ።ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተወዳደርቲ ዘይምለስ 100 ብር ብምኽፋል ጨረታ ሰነድ ካብ ደብረብረሃን ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተክርስትያን ዓዲሽሁ ህንፃ ኮሚቴ ብምወሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

እንዳ መኮኒ ዕዳጋ ማእከል ኣ.ማ ኣብ ከተማ ማይጨዉ ንዘስረሖ ዘሎ ዘመናዊ ህንፃ ዕደጋ ማእከል ግልሎት ዝዉዕል ናይ በሪን መስኮትን ማዕፆ ከስርሕ ሰለ ዝደለየ ንዞም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ በርታት ዝኮኑ ዝተፈላለዩ ብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደልይ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : ተንቃሳቃሲ ሓፂን ኮንቲነር ስጋ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ህክምና : ኣቅሑት ቤተ ፈተነ : ናይ በሪ መዓፆ መዕፀዊ መክፈትን : ላፕቶፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ዝተፈላለዩ ናይ ብረታ ብረት ስራሕቲን ናይ እንጨይቲ ስራሕቲ(Different size of Metal Works & Wood Work) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ትደሊ

በሀገር መከላከያ ሚኒስቴር የማዕከላዊ ዕዝ ጠቅላይ መምሪያ ፌሮ ብረቶች ሚስማሮች ፣ የግንብ ድንጋይ አሸዋና ጠጠር ፣ የኤሌክትሪክ ዕቃዎች ፣ ስሚንቶ ፣ የኤክስካቫተር ኪራይ በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን አመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2010 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ኮምፒተራት ላፕቶፓት: ናይ ተምሃሮ ወንበርን :ደረቅ ወንበር : ሸልፍ : ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኔትዎርክ :ኮንክሪት ፓሎታት : ኤሌክትሪክ ኣቅሑት: ካርቶግራፊ : ቴራዞ ኮፍ መበሊ: ፋዉንቴን ጣዉላታትን: አንግል ኣይረን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ኣገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኮምፒተርን ኣቅሑት መለዋወጢ ኮምፒተርን: መሳርሒ ህንፃ : ሓፂነ መፂን ዕንፀይት : ስራሕ ሕትመት: ማሽነሪን ኤክፑመንት ሳፕላይን ከምእዉን ኣቅሑት መቃያየሪ ስራሕቲ መሳርሒ ሕርሻ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኮምፒተር ተዛምድቲ : ኣቅሑት ናዉቲ ቢሮ :ኣቅሑት ዉፅኢት ሓፂነ መፂን :መሳርሒ ህንፃን ዝተፈላለዩ ዝራእትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእን ከስርሕን ይደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ዝተፈላለዩ ናይ ግድብ መዕፀዊ ብረት (Different Size of Iron Gate) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምግዛእ ትደሊ