ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ብረታ ብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ኣዝሚ ስቲል ስትራክቸር ኢንጂነሪንግ ሓ/ዝ/ው/ኩባንያ ኣብ ኣክሱምን ኣላማጣን ከተማ ንዘትክሎም ናይ ጉና ስራሕቲ ንግዲ ተገጣጠምቲ ናይ ሓፂን መጋዘናት ልምድን ሕጋዊ ፍቃድን ዘለዎም ተጨጫረትቲ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤

ቤት ምክሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ትግራይ ናይ ገንዘብ ካዝና በዓል ሓደ ኩንታል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዋና ቤት ማዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ካዝና ካብ ሕጋውያን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ናይ ኢ/ማተሪያል፣ ናይ ማይ ኣቅሑት፣ ናይ ውፅኢት ማዕድን ፣ፅሕፈት መሳርሒን፣ማዕፆን መስኮትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ክልል ትግራይ ናይ ታቤላን ምልክታን መለጠፍን ካብ ናይ ሓፂን መፂን ፍቃድ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ናይ ብረታ ብረት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዋና ቤት ማዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ካዝና ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክነስርሕ ይደሊ፤

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ኣልሙኒየም በሪ ማዓፁን መስኮትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ኵሓ ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ማሕበር ደ/ኣንስትዮ ትግራይ ክፍለ ከተማ ኵሓ ዝኾነ መከባበያ ብሽቦ ሓፁር ተጫረቲ ኣወዳዲራ ክተሕፅር ትደሊ፤