ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ኣብ ከተማ ውቅሮማራይ፣ ሰለኽለኻ፣ ማይፀብሪ፣ ቆራሪት፣ ማይጋባ፣ ማይካድራን ዓዲ ረመፅን ዝርከቡ ንኡሳን ጨናፍር ንባንኪ ግልጋሎት ዝውዕሉ ባንኮኒ ናይ ዕንጨይትን ብረታ ብረትን ፍቃድ ካብ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ።

ማሕበራዊ ረደኤት ትግራይ ( ማረት) ዝተፈለላዩ ዓቀን ዘለዎም ጋብዮናት (Different Size on Gabion) ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ኣብ ቤት ትምህርቲና ዘድሊ ቀዋሚ ኣቅሑት ኣብ ትሕቲ ናይ ቢሮ ፈርኒቸርን ናይ ተምሃሮ ናውቲ ትምህርትን ናይ ስፖርት ክዳውንትን ዕጥቅን ዘቐምጥሉ ብረት ሎከር ( ብረት ቁም ሳጥን) ፋብሪኬትድ ዝኮነ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ንምስላጥ ዝውዕሉ ሞተር ሳይክላትን ዝተፈላለዩ ናይ ትራፊክ ምልክታትን መማለኽትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ።

ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ. ዉ.ማሕበር ዝተፈላለዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ቴንዲኖ (Reinforcement) ናይ ቱርኪ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደሊ-

ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ. ዉ.ማሕበር ዝተፈላለዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ቴንዲኖ (Reinforcement) ናይ ቱርኪ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደሊ-

ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ንቤት ትምህርቲ ዘድሊ ቀዋሚ ንብረት ማለት ኣብ ትሕቲ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር ናይ ተምሃሮ ናውቲ ትምህርትን ናይ ስፖርት ክዳውንትን ዕጥቅን ዘቕምጥሉ ብረት ሎከር (ብረት ቁም ሳጥን) ፋብሪኬትድ ዝኾነ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ማሕበር ልምዓት ትግራይ አብ መውፅኢ ዓዲግራት፣ተንቤንን ሳምረን ናይ ማሕበር ልምዓት ስራሕቲ ዝገልፅ 3 ቢል ቦርድ ማለት

ማሕበር ልምዓት ትግራይ አብ መውፅኢ ዓዲግራት፣ተንቤንን ሳምረን ናይ ማሕበር ልምዓት ስራሕቲ ዝገልፅ 3 ቢል ቦርድ ማለት

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓ/ም ናይ ጁዲፒ 2ተ በጀት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ኣናእሽተይን ማእኸላዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ከተማ ኣክሱም ዝኾነ ኣብ ጣብያ ሓየሎም ሓፂን መፂን ዝሸጥ AX/CW/M/W /S/K/01/11 ንምስራሕ ብደረጃ 8ተ Bc/Gc ደቂቅ ብርኪ ንግዲ ፍቃድ ትካላት ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ትካላት ንግዲ ደቀቅትን ኣናሽተይን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ሕብረት ሽርክናን ውልቀ ደኣንትን ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማለኡ ነጋዶ ክትወደደሩ ንዕድም።