ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝውዕል ታቤላ ምልክታ መለጠፍን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈለላዩ ናይ ግድብ መዕፀዊ ብረት / Different size Iron Gate and Sluice gate / ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምስራሕ ትደሊ።

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲሓቂ ንመዘናግዒ መምህራን ዘገልግል ሓደ ማዕፆን ክልተ መስኮትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ: ሓፂን መፂን አወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ብረታ ብረት ግዝኢት ካብ ሕጋውያን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንገዝእ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ንሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ኢንዳስትሪያል ማተሪያል ኣቅሑት(ህንፃ መሳርሒ)፣ ብረታ ብረት ኣቅሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ጉ/መ/ስፖርት ክልል ትግራይ ናይ እንዳ ብረታ ብረት (ጣውላ) ስራሕቲ እትሰርሑ ናይ ዳርት ቦክስ /ካብ ጣውላን ሓፂንን ዝስራሕን ብላሜራ ዝስራሕ ናይ ትካንዶ ቁፅሪ መፅሓፊ ላሜራ ብረት ብሳምፕል መሰረት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈለላዩ ዓቀን ዘለዎም ጋበዩናት (Different size of Gabions) ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ኣብ ከተማ ውቅሮማራይ፣ ሰለኽለኻ፣ ማይፀብሪ፣ ቆራሪት፣ ማይጋባ፣ ማይካድራን ዓዲ ረመፅን ዝርከቡ ንኡሳን ጨናፍር ንባንኪ ግልጋሎት ዝውዕሉ ባንኮኒ ናይ ዕንጨይትን ብረታ ብረትን ፍቃድ ካብ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ።

ቢሮ ጉ/መ/ስፖርት ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ እናዳ ብረታ ብረት ጣውላ ሰራሕቲ እትሰርሑ ናይ ዳርት ቦክስ ካብ ጣውላን ሓፂንን ዝስራሕን ክምኡውን በላሜራ ዝስራሕ ናይ ትካንዶ ቁፅሪ መፅሓፊ ብላሜራ ብረት ብሳምፕል መሰረት ሰሪሑ ከቅርብ ዝኽእል ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።