ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፍትሒ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ትርጉም ግልጋሎት ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ካብ ትግርኛ ናብ ኣምሓርኛ ክንትርጉም ንደሊ ፡፡

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ስራሕቲ ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል GI Socket 5” (Heavyduty )

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን ሐደ ኣዉቶማቲክ ቮልቲጅ ሪጉሌተር : ክልተ ኦዲዩ ኬቭል : ሰለሰተ ቪደዩ ኬቨል : ኣርባዕተ ቪንሲ ኮነክተርስ ሚል ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምብራቅ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ቤት ፅሕፈቱ ዝረከባ ተሽከርከርቲ ወይ እዉን ኣቅሑት መለዋወጢ ንብረት ኣቅሑት መኪና ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ሸራሮ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከቡ ንብረታት ሰልቫጅ ትቦታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ምምሕዳር እቶት ልምዓት ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጊት ወረዳ ኣስገደ ኣብ ናይ 2016 ዓም ካብ ተመዛበልቲ ምምላስን ልምዓት ፕሮጀክት ምዕራፍ ክልተ ኣብ ዝተመደበ በጀት ዓመት ኣብ ወረዳና ንዓውዲ ንፀሩ ልምዓት ሕርሻ ልምዓትን ግብኣት ኮይኑ ዘገልግል መጋዝን ወይድም መክዝን ዝዉዕል እታዎት ብጨረታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክሃንፅ ይደሊ

ደም ባንኪ ዓዲግራት ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ብዝተፋለለየ ዘርፊታት ብግልፂ ጨረታ ካብ መቅረብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ጉና ስራሕቲ ንግዲ ሓላፍነቱ ዝተ/ዉ/ማ ፅሬት ዘለዎ ዝተፈላለዩ ናይ ስፖርተኛታት ዕጥቅን መለዋወጢ ኣቅሑት ብሽክሌታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዝደንት ዳይሬክቴሪት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ግልጋሎት ንዝህብሞ ቤት ፅሕፈታት ትካልን ካብኔ ሲክታሪያትን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ : ባትሪ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ