ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦን ካልኦት ሐለዋ ዘድልዩ ቦታታትን ስራሕቲ ሐለዋ ብቅዓት ንዘለዎ ሐለዋ ግልጋሎት ዋሃብቲ ትካለት ብዉድድር ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ላፕቶፕ ኮምፒተር ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ናይ ኤክስካቫተር ሃይድሮሊክ ብሪከር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

ትካልና ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ረይን ኮት (Rain coat) ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን ሐደ ዋይፋይ ራዉተር በዝሒ ሰለሰተ : ቪዝን ሚክሰር ኤቸ አሰ 1300 በዝሒ ክልተ : ቲቪ 43 በዝሒ ክልተ : ናይ እስቲድዩ ኤክስኪዩቲቭ ስራሕቲን ተዛመድትን ናብ ቀጥታ ፈነዉ ቀረፃን መሳርሒ ብዝጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ን ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብ UNDP ብዝተረከበ ናይ ገንዘብ ድጋፍ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ :ኣቅሑት ቢሮን ገዛን : ሞተር ሳይክል ካብ መቅረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ብመደብ ተጠቂሶም ዘለዉ ግልጋሎትን ኣቅሑትን (መደብ ሐደ ናይ ኣክሲረይ ማሽን መለዋወጢ ኣቅሑት: መደብ ክልተ ሰኩሪቲ ካሜራ ዕድጊት ገጠማን : መደብ ሰለሰተ ናይ ኤሌክተሪክ ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታል መቐለ ዝተፈላለየ ኣቅሑት ን2017 ብዘርፊ ንግዲ ስራሕ ሐለዋ ወይ እዉን ዋርዲያ : ብዉፅኢት ዉሕልና :ስጋ :እንጀራ :ኣትክልትን ፍራምረን: መመላለሲታ ማይ ቦጥ : አገልግሎት ፅሬት : ፅገና ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን: ኮምፒተርን :ምምላእ ቀለም ፎቶኮፒን :አገልግሎት ማሽን: ፅገና ተሽከርከርትን ጋራጅ ኦክስጅን : ንሰራሕተኛታት አገልግሎት ዝዉዕል ሰርቪስ ማለት እዉን አዉቶብስ ኪራይ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ምስ ዝሰዓሩ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግን ኣገልግሎት ክረክብን

1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዝኽረ ሰማእታት መሳርሒ ፅሕፈት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ሕጋዊ መቕረብቲ ምዝጉባት ቫት ዝኮንኩም ቲን ናምበር ዘለኩምን ናይ እዚ ዘመን እዚ ግብሪ ዝኸፈልኩም ነዚ ሲዒቡ ዘሎ ሰደቓ ፅንዓት ዕዳጋ ክትመልኡልና ንሓትት።

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ካብ ናይ UINDP for Peace Support Program ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ 2016 ዓም ኤሌክትሮኒክስ :ላፕቶፕ :ዲስክቶፕ ኮምፒተር: ፕሪንተራት : ሃይ ባክቸር :ማእከላይ ስፒከር : ዊልቸር ብኣላሙኒየም : ክራንች ብኣለሙኒየም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩም ክዕድግ ይደሊ