ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብ ሲኣርጂ ብዝረከቦ በጀት ንወረዳ ፃዕዳ እምባን ታሕታይ ቆራሮን ንመሰት ማይ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መቃያየሪ ኣቅሑት አፍሪዴቭ ሃንድ ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን ቀዳማይ ናይ ስቲድዩ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ካልኣይ ናይ ላፕቶፕ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ዝተፈላለየ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ከዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ከተማ ፍረወይኒ ኣቅሑት ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ መጎዓዝያ መራከብን ክልል ትግራይ ካብ በጀት ዓመቱ 2017 ዓም ጀሚሩ ኣብ መላእ መዋፈሪ መካይን ማለት እዉን መናሃሪያታት ካብ ክልል ትግራይ ናብ ካልኦት ኮነ ናብ ኣዲስ አበባ ካብን ናብን ዝግብር ጎዕዞ ስራሕት ምምሕዳር አገልግሎት ኢቲኬቲንግ መጎዓዝያ ካብ ሕጋዊና ነጋዶ በቲ ዝለምዐ ቴክኖሎጂ ዘማልኡ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቁፅሪ 49/ 2016 ትካል ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሐላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ሐደ ሚኒባስ ሃፍ ቫን በዓል 5 ወንበር በዝሒ ሐደ: ክልተ ስቴሽን ዋጋን በዓል 7 ወንበር በዝሒ ክልተ: ሰለስተ ፒካፕ በዓል 5 ወንበር በዝሒ 10 ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንቤት ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ዘገልግል ስራሕቲ ኣቅሑት ቢሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ: ዲዛይንን: ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ ኮር ድሪሊንግ ማለት እዉን ኮር ድሪንግ ወርክስ ስራሕቲ ዝሰርሑ ትካላት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ናይ ስራሕ ጫማ ማለት እዉን ሴፍቲ ሹ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

ንግልጋሎት ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ዝዉዕል ናይ ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራ መሬትን ዕዲጊት ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ንስራሕቲ ሕትመትን : ዉፅኢት ስራሕቲ ዕንፀይቲ ማለት ፈርኒቸርን ዝዉዕል ኣብ ናይ 2016 በጀት ዓመት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ወይድማ ከስርሕ ይደሊ