ን ሳልሳይ ግዜ ዝወፀ ቢሮ ትራንስፖርትን መራክብን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ጀሚሩ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ መላእ መናሃሪያታት ካብ ክልል ትግራይ ናብ ካልኦት ክልል ኮነ ናብ ኣዲስ አበባ ካብን ናብን ኣብ ዝግበር ጎዕዞ ስርዓት ንምትሓዝ ግልጋለት ኢቲኬቲንግ ህዝቢ መጎዓዝያ ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ በቲ ዝለምዓ ቴክኖሎጂ ዘማልኡ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴክተር ኣብያተ ዕዩ ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም መደበኛ ዓመታዊ ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ቀፂሎም ብሎት ተዘረዚሮም ዘለዉ ናዉቲ (ሎት ሐደ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ሎት ክልተ ናይ ኦፊስ ፈርኒቸር ኣቅሑት) ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ዓድግራት ኣብ ዉሽጡ ዝርከቡ ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት አወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክሸይጥ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ፋይናንስን እቶትን ምምሕዳር ልምዓት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ወረዳ ራያ ኣለማጣ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ካብ FSRP ዝተበጀት በጀት ኣብ ጣብያት ታኦ ክልተ ገርጀለ ሰለሰተ ሰላም ብቃልሳና ኣርባዕተ ኩሉ ግዜ ዜ ለምለም ክልተ ብጠቅላላ ዓሰርተ ሐደ ማንዋል ድሪል ስራሕቲ ንምስራሕ ኣብ ዝኮነ ዓይነት ብርኪ ስራሕ ፍቃድ ዝርከብ ኣብ ማይ ተንከፈ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ዝተዋፈሩ WWC ትካላት ንግዲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ሊዝ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር አጠቃቅማነ ትሕዝቶ መሬትን ካደስተር ከተማ ሽረ እንዳስላሴ 81 ምድብ መንበሪን 45 ምድብ ትካላትን ድምር 128 ምድባት ናብ ተጠቀምቲ ብሊዝ ጨረታ አወዳዲሩ ከመሓላልፍ ይደሊ

ሊዝ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር አጠቃቅማነ ትሕዝቶ መሬትን ካደስተር ከተማ ሽረ እንዳስላሴ 81 ምድብ መንበሪን 45 ምድብ ትካላትን ድምር 128 ምድባት ናብ ተጠቀምቲ ብሊዝ ጨረታ አወዳዲሩ ከመሓላልፍ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት ምምሕዳርን ፋይናንስን ወረዳ ላዕለዋይ ቆራሮ ንናይ ወረደ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ዘፈረ ቁጠባዊ ልምዓት ከይዶ ሰራሕ ህንፀትን መስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ብፕሮግራም ምጥንካር ስርዓት ምግቢ foofd system program resinance program በጀት ኣብ ጣብያታት መሳሕል ኮለፈረሃን ኣብ ማይ ተንከፍ ስራሕቲ ፍቃድ ዘለዎም ኮንትራክተራት ብምልክታ ጨረታ አወዳዲሩ 08 ናይ ሓባር ዒላ ክሰርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቀረብ ግልጋሎት ማይ ከተማ መቀለ ን2017 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግድብ ገረብ ሰገን መተንፈሲ ኮንኩሪትን ተንሸራታቲ መሬት ቁረፃን ንምስራሕ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ናይ ሐለዋ ግልጋሎት ዝህብ ትካል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ