ቤት መዘጋጃ ከተማ የጭላ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ናይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ አቁሑት ብግልፂ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ ን2010 በጀት ዓመት ንምምሃረ ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ቀወምቲን ሃለቅንት ንበረታት መሳርሒ ፅሕፈት : መድሃኒት እንስሳ : ናዉቲ ሕክምና እንስሳሰ: ፀረ በልዕ :ኤሌክትሪኒክስ :ናዉቲ ፅሬት : መሳርሒ ህንፃ : ናዉቲ ስፖርት: ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ከተማ ልምዓት ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ነቲ ከተማ አገልግሎት ዝዉዕሉ ንብረት ናይ ደገ መብራህቲ Automatic fuse 50A gasisa : contact hole በዓል 220 ወይድማ 240 ቫልትን 380 ቫልትን made in india : 80A photo sale type B 221 made in Tokyo or Japan : sodium ኣምፖል made in inda 250 watt blast ናይ sodium faxture gsam lighting 250 watt bfn 250 L ብግልጪ ጨረታ አወዳደሪ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሴ መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ቢሮ: ናዉቲ ፅሬት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክን : ናዉቲ ትምህርቲ : ናዉቲ ሕርሽ : መድሓኒትን እንስሳን :መሳርሒ ኣቅሑት ቤተ ፈተነ :መሳርሒ ህንፃን ወዘተ ዝብሉ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ክሰርሕን ይደሊ

እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ንሓፂር ስልጠናን ንንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ኣብ 9ተ ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጊት ክፍፅም ይደሊ

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ መደበኛ በጅት ዝክፈል ናይ ኤሌክትሪክ ንብረት ዝዉዕል ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይድሊ

ማሕበር ህንፀት ዋርክሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን መቐለ ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስተራክሽን እታወታትን ናይ ኤሌክትሪክ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ን2010 ዓም ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ህንፃ መሳርሒ: ፀፀር እምኒ ሐሸዋ ጡብ: ኤሌክትሪክ ኣቅሑት: ኤሌክትሮኒክስ : መኪና ዕድጊት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ዞባ ምዕራብ ወረዳ ፀገዴ ዝርከብ መዓርግ ሆስፒታል ኣብ ናይ 2010 ዓም በጀት ዓመት ኣብ 3ይ ዙር ዕድጊት ናይ ፅሬት: ፅሕፈት :ናይ ኤለክትሪክ አቁሑት ፣ ህንፃ መሳርሒ : መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ክዳን ሰፋይት መኪና : ናይ ጀነሬተር ኣቅሑት: መድሓኒት ናይ ሕክምን ናዉቲን ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሪክ ጥቅልል ስራሕቲ (Stater Rewinding Armature Rewinding)ብጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ትደሊ