ኮለጅ ትምህርትቲ መምህራን አመራርሓን ትምህርቲን ዓድዋ ን2011 ዓም ዘመነ ትምህረቲ ዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት :መለዋወጢ ኣቅሑት ማይ ቧንቧ: መስመር ኤሌክትሪክን :መለዋወጢ ኣቀሑት መኪናን ኣይሲትን : ዕጥቅታት ስፖርት : ኣቅሑት ኬሚካላትን ቤተ ፈተነ ሳይንስን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ን2010 ዓም ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ሕትመት : መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ፅሬት :መሳርሒ ህንፃ :ደንቢ ክዳን :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ :መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ አገልግሎት ዝሃቡ ዝዉገዱ ንብረት ንምሻጥ ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ጥላሁን ይግዛዉ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ህንፃ መሳርሒ: ኣቅሑት ሕትመት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ፅሬት : ብሉኬትን ጡብን : እምኒን : ሐሸዋን : ፀፀር : ባህርዛፍ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር 300KVA standby Generator ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ ተጫረት ንክትጫረቱ ንዕድም

ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ክልል ትግራይ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ማለት እዉን ሎት ሐደ መሳርሒታት ፅገና ኤሌክትሮኒክስ : ሎት ክልተ መስመር ፅገና ኤሌትሪክ : ሎት ሰለስተ መስመር ፅገና ማይ : ሎት ኣርባዕተ ምቅራብ ፅሩይ ዝስተ ማይ : ሎት ሓሙሽተ ምሃብ ኣገልግሎት ፎቶ ኮፒ : ሎት ሽድሽተ ምክያድ አገልግሎት ፅገና ተሽከርከርቲ : ሎት ሸዉዓተ ሕፅበት ተሽከርከርቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ን2ይ ዙር ዕደጋ ኣብ ሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕሉ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና :ጎማን : ባትሪን : ኣቅሑት ብሮድካስት መቀበሊን መረከብን : መሳርሒ ህንፃ : ኤሌክትሪክ : መለዋጢ ኣቅሑት ማይ ቧንቧ : ኣቅሐት ቢሮ : ስራሕቲ ሕትመት : ኢሉዉን እታወታት ምግቢ ሻሂ ክበብ አገልግሎትን አገልግሎት ጋራጅ ኣብ ዝተፈላለዩ ሎት ብምክፋል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ዝክፈል ናይ ህንፃ መሳርሒ ንብረት ሑፃን ናይ ኤሌክትሪክን ባህርዛፍ ንብረት ካብ ሕጋዉያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይድሊ

ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2011 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ቧንቧ ኣቅሑት መሳርሒ : ኤሌክትረክ ኣቅሑት : በርበረ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

የኢትዩያ ኦርተዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን የልማት ክርስቲያናዊ ተራድኦ ኮሚሽን የትግራይ ኣህጉር ስብከት ልማት ማስተባበሪያ ፅህፈት ቤት አቡነ መርሃ የገ/ኑ/ማ ፕሮጀክት አገልግሎት እንዲዉሉ የተገዙት ኣምስት ኮምፒተሮች ኣንድ ፕሪንተር ኣንድ ቶፕ በፃሃይ ሃይል በቀን ስምንት ሰኣት ኣገልግሎት እንዲሰጡ ለማድረግ ይፈልጋል

ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2011 ፅሬት ኣቅሑት: ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ መኪና መለዋወጢን: ኤሌክትሪክን አኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ