ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ን2ይ ዙር ዕደጋ ኣብ ሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕሉ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና :ጎማን : ባትሪን : ኣቅሑት ብሮድካስት መቀበሊን መረከብን : መሳርሒ ህንፃ : ኤሌክትሪክ : መለዋጢ ኣቅሑት ማይ ቧንቧ : ኣቅሐት ቢሮ : ስራሕቲ ሕትመት : ኢሉዉን እታወታት ምግቢ ሻሂ ክበብ አገልግሎትን አገልግሎት ጋራጅ ኣብ ዝተፈላለዩ ሎት ብምክፋል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ዝክፈል ናይ ህንፃ መሳርሒ ንብረት ሑፃን ናይ ኤሌክትሪክን ባህርዛፍ ንብረት ካብ ሕጋዉያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይድሊ

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ዝተፈላለዮ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናዉቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ጨረታ ብድምፂ ወያነ ዝተጋወሐሉ መዓልቲ : 27/10/2010

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ አገልግሎት ዝዉዕል ብናይ መደበኛ በጀት መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ

ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ዕቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት ከዚህ ደብዳቤ ጋር ኣባሪ በተደረገዉ ሠንጠረዥ ዉስጥ የተጠቀሱትን ዕቃዎች ማለትም ስሚንቶ ሁለተኛ ደረጃ : ቆርቆሮ ባለ 30 ጌች : ሚስማር ባለ ቆብ : ሚስማር ቁጥር 10 ዕቃዎች መግዛት ስለሚፈልግ የመወዳደሪያ ሀሳብ እንድታቀርቡ ይጋብዛል

ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ንመሳርሒ ህንፃን : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንዘለዎ ህንፃ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒን : ኤሌክትሪክን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንዘለዎ ህንፃ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒን : ኤሌክትሪክን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኣብ ወረዳ ፀለምቲ ናይ ዝተፈላለየ ሴክተራት ቤት ፅሕፈታት ካብ መደበኛ በጀትን ገበርቲ ሰናይ በጀትን ኤሌክትሮኒክስን : ህንፃ መሳርሒን ኣቅሑትን ኣጫሪቱ ክዕድግ ከምእዉን ካብ ከተማ መቐለ መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ናብ ከተማ ማይ ፀብሪ ስሚንቶ ከጎዓዝ ስለዝደለየ ነዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም