ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ንተሃነፅቲ ሕጊ መንበሪ ገዛዉቲ ከስርሕ ስለዝደለየ ነዚ ዘድሊ ማተሪያል ህንፃ ናዉቲ ኣቅሑት መደበኛ በጀትን ከምእዉን ናይ ኤሌክትሮኒክስኣ ቅሑት : ናይ ቢሮ ቀዋሚ ንብረት : ወናብርን :ኮምፒተራትን :ላፕቶፓትን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ነቲ ትካል አገልግሎት ዝዉዕሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኮምፒተር ተዛምድቲ ኣቅሑትን : መሳርሒ ፅሕፈት :ጎማ መካይን : መሳርሒ ህንፃን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእን ከስርሕን ይደሊ

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ ስፔር ፓርትን ህንፃ መሳርሒን (ሎት 1 ን 2)ን 2010 ዓም ብመደበኛ በጀት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ኮለጅ ፖሊ ቴክኒንክ ሽረ ናይ ኤሌክትሪክስቲ ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ጅፕሰም ኮርትዝ: መሳርሒ ፅሕፈትን : መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ :ንቤት ፅሕፈት ትምህርቲ: ንጥዕና ማይ ሃፍትን ግልጋሎት ዝዉዕል ብናይ ሴፍቲኔት በጀት ህንፃ መሳርሒ : ባህርዛፍ ኬንት ማለት እዉን ናይ ህፃናት መፅንሒ ኬንዳ : ካዕቲ ማሽን ኪራይ ብኤስካቫተር ብጨረታ አወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ህንፀት ዋርክሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን መቐለ ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስተራክሽን እታወታትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዉቅሮ ማእከል ህንፀት ንናይ 2010 ባጀት ዓመት መሳርሒ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ናይ ህንፃ መሳርሒን : ፈርኒቸር :ናይ ኤሌከተሮኒክስ: ወራጅን ሞራለን ባህርዛፍ : ቀለብ እንስሳት ፍርስኳ : ማተኔላን ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ክገዝእ ክሕዝን ይደሊ

በሀገር መከላከያ ሚኒስቴር የማዕከላዊ ዕዝ ጠቅላይ መምሪያ ፌሮ ብረቶች ሚስማሮች ፣ የግንብ ድንጋይ አሸዋና ጠጠር ፣ የኤሌክትሪክ ዕቃዎች ፣ ስሚንቶ ፣ የኤክስካቫተር ኪራይ በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ናይ ህንፃ መሳርሒ (Construction materials )ብጨረታ አወዳዲሩ ንምግዛእ ትደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም 2010 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ነቲ ኮሌጅ ንምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል ቀዋሚን ሃላቂን ንብረት ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ : አቅሑት ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ጨርቃ ጨርቂ : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ : መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ