አብ ወረዳ መደባይ ዛና ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2008 በጀት ዓመት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ስምረት ሕርሻን ኢንዱስትሪ አ ማ ኣብ ዓይደር ንዝርከብ ትካሉ ናይ ምህርቲ አድራሻ ናይ ዋርዲያ ገዛ ቢሮን ሓፁርን ሰብ ሙያ ኮንስትራክሽን አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚይ ካብዚ ንታሕቲ ብግልፂ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ተመሉኡ ሰብ ሙያ ክትሳተፉ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ ናይ መንገዲ ስራሕቲ ኮንስተራክሽን ኦፍ ግራቭል አክስሰ ሮድ ፕሮጀክት ችን ፈረስ ቢስ ክልተ ቱ ቢስ ሐደ ( Construction of Gravel Access road project chamfers BS2 to BS1 ዝስርሑ ናይ መንገዲ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ወይ ኮንትራክተራት ንክትወዳደሩ ንዕድም

ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ ንቤት ፅሕፈቱ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ናዉቲ

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ንአብያተ ፅሕፈታት ግለጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ መኪና ባትሪ ከምኡዉን መመላክዒ መኪና ማለት እዉን ዲኮር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ካልኣይ ብርኪን መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ መሰቦ አብ 2008 ዓ/ም ንግልጋሎት ቤት ትምህርቲ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ አቑሑት

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑት ፣ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ኣቁሑት ኣብያተ ፅሕፈት ማለት እዉን ፈርኒቸር ፣ንሓለዋ ጥዕና እንሰሳ ዝዉዕል ንብረትን ኬሚካላትን ፣መገጣጠሚ ትቦን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሎም ዝዝርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶን ትካላትን ንክትጫረቱ ብክብሪ ይዕድም

ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ናይ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ማይ ሃፍቲ መዓድንን ኢነርጅን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ሎት1 ሓደ ቼክ ዳም ኣብ ጣብያ ደጀና፡ ሎት 2 ኣርባዕተ ናይ ሓባር ዒላ ወፈርግ ኣብ ዝተብሃለ ቦታ ብናይ ኤስኤምፒ በጀት ብደረጃ 8ን ልዕሊኡን ናይ ማይ ስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስረሕቲ ማይ ትግራይ ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደልይ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ሴክተር ኣብያተ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ