... ርሒ : ናይ ኤሌከትሮኒክስ ወይድማ ናይ ኣይቲ ኣቅሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት ተጫረቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ኣድያቦ ቀፀሊም ዝተዘርዘሩ ህንፃ መሳርሒ : ሕርሻ እታወት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ( Building construction materials & Electrode materials )ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

... ብ ከተማ ሃሰላም ብናይ ባዕሉ መፅዓኒ መራገፍን መጎዓዐዝን ዝሓወሰ ብምልክታ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

... ሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነት ናይ ማይ ሞተራት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ወይ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ።

... ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ : መሳርሒ ፅሕፈት አወዳዲሩ ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ

... ሒ፣ንኤሌትሪክ ፣ኤሎትሮኒክስ ፣ኣውቶ ሞቲቭ ፣ፅሕፈት መሳርሒ ግልጋሎት ዝውዕል ንብረት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ፡፡

... ሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ቶታል ስቴሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ፋሳሲን ከተማ ሸራሮ ንዝርገሐ ማይ ዝዉዕል ናዉቲ ህንፃን : ፕላስቲካትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሐወልቲ ኣክሱም ን 2017 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ቀዋሚ ንብረት ናዉቲ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሰርሒ: ኤሌክትሮኒክስ : ስራሕቲ ሓፂን መፂን መሳርሒ : ናይ ሳኒተሪ ኣቅሑት :ናይ ጨረቃ መርቂ መሳርሒ: ናዉቲ አዉቶሞቲቨን መለዋወጢ መኪናን ስፔርን: ናይ ሳይክልን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ