ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ብናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ምላሽ ልምዓት ፕሮጀክት ምዕራፍ DRIP2 በጀት ድጋፍ መሰረት ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ጣብያ ሰደር ፍሉይ ቦታ ዕርዲ ማትዩስ ዝርከብ መፃሪይ መስተ ማይ ንህዝቢ ሸራሮን ከባቢኣን ግልጋሎት ዝዉዕል ቀረበን ተከላን ሶላር ፓምፕ ወርክ ኤሌክትሮመካኒካል ዕደጋ ንምፍፃም ብርኪ ሽድሽተን ልዕሊኡን ኮንተራክተራት ብቀረብን ተከላን ሶላር ፓምፕ ወርክ ስራሕ ፈቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ብዝተዳለወ ዲዛይንን ስፐሰፊኬሽን መሰረት ሙሉእ ስራሕ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ፅሕፈት መሳርሒ ሎት ክልተ ኤሌክትሮኒክስ ሎት ሰለሰተ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ሎት ኣርባዕተ ናይ ቴክኖሎጂ ኣቅሑት ወይድማ ዋይፋይ ክፅግንን ክዕድግን ብግልፂ ጨረታ ካብ ሕጋዊያን ነጋዲ አወዳዲሩ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓድዋ ናይ ትራፊክ መብራህቲ ከስርሕ ይደሊበዚ መሰረት ኣብ ናይ ትራፊክ መብራህቲ ክትሳተፉ እትደልዩ ብኤሌክትሮ መካኒካል ደረጃ 5 ልዕሊኡን ዝኮንኩ ተጫረቲ ይዕድም

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ናይ ሕርሻ ማሽነሪ : ጀነሪተርን: ናይ ላቫራቶሪ ኣቅሑት ክፅግንን ንፅገና ዘድልዩ ኣቅሑት ዘቅርብ ብግልፂ ጨረታ ከወዳደርይ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ኣብ ናይ 2017 ዓም ኣብ ማእከል ኣስፓልቲ ዝርክብ ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ዝኮነ ፅገና መብራህቲ ጎዳና ንምሰራሕ ፍልፍል በጀት ናይ ቤት መዘጋጃ ሸራሮ መፍለይ ዕደጋ ኮድ ሸራሮ / BC/ MRM/10/17 ብደረጃ ብርኪ 8 ፍቃድ ደቀቅቲ ትካላት ናይ ኤሌክተሪክን ኤሌክትሮ መካኒካልን ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ Deuth 24KW ጀኔሬተር ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ናይ ኤሌክትሪክ ዓመታዊ ንብረት ፅገና እዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ዕገናታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ውዕሊ ክአስር ይደሊ ፡፡

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ጀኔሬተር ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ናይ ኤሌክትሪክ ዓመታዊ ንብረት ፅገና እዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ዕገናታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ውዕሊ ክአስር ይደሊ ፡፡

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ኣብ ዝተፈላለያ ጨንፈራትን ን/ጨንፈራትን HYBRID SOLAR POWER SYSTEM ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ