በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ክልል ትግራይ አብ ናይ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ናይዚ ትካል ዘለዋ ዝተበላሸዋ Office Machine ብፕሮፎርማ ምልክታ አወዳዲሩ ውዕሊ አሲሩ ከፀግን ስለ ዝደለየ

ዞባ ሰሜን ምዕራብ ሽረ ቤት ህንፀት ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ትካልና ዝርካባ ከይዲ ስራሕቲ ንስራሕ መፈፀሚ ግልጋሎት ዝዉዕሉን ናዉቲ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ሃለቅቲ ናይ ህንፃ ናዉቲን ኣቅሑትን : ሓለቅቲ ናይ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑትን : ፅገና ሃለቅቲ : ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንብረታት : ሃለቅቲ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ከምእዉን ብናይ መደበኛ በጀት ዉሁሉን እቶትን ንምዕድጋ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ኣብቲ ወረዳ ዝርከባ ሴክተር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እንስሳ መድሓኒት : ኣቅሑት ናዉቲ ሕክምና :ናይ ጎማን ባትሪን :ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ መለዋወጢ ኣቅሑት :ናይ ስፖርት ዕጥቂ ናይ ኮምፐተርን ኮምፒትር ተዛመድቲ ኣቅሑት ፅገና ዝኣመሰሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ዕድጊታት ፅገናን ብግልፂ ምልክታ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከፀግንን ይደሊ

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ መኪና ፍል ፍልተር ፣ስልከን ናይ ዝተፈላለዩ ኤሌትሮኒክስ ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግን ከፅግን ስለ ዝደለየ

ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ዕገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ/ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ናይ ዉሽጢ ስልኪ ፅገና ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕጋን ትደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ኮምፒተራትን ካልኦት ኤሌክትሮኒክስን ንምዕጋን ናይ ኢድ ሞያ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ዓመታዊ ውዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ቤት ፅሕፈትና ጨንፈር ሰሜን ናይ ዓማዊል ዳታ ቤዝ ብልሽት ንምስትኽኻል (ንምዕጋን) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ UNFPA Project ናይ መሐብሐቢ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግስጋስትዝውዕሉ ናይ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት/ኮምፒተር ኣቁሑት

ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ናይ ኤሌክትሮኒክስ እቑሑት ፅገና አወዳዲሩ ን2017 ዓ/ም ውዕሊ ክኣስር ስለዝደለየ