ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዘድልዪ ሓለዋ ሰራሕተኛታት(outsource) ስለ ዘድልየና ብሓለዋ ስራሕ ፋቓድ ዘለኩም ትካላት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ኣብ ዳማርያም ዞባ መቐለ ፊት ንፊት ዝርክብ ብዝርክት ዝበላ ሞተር ሰይክልን መኪናን ካልኦት ቀወምቲ ዘገልገሉ ወይ እዉን ዝወገዱ ኣቅሑት ዝርከብዎ ግቢ ሐለዋ ብምቁፃር ክሕልዉ ወይ ግልጋሎት ብምርካብ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ከወዳደር ይደሊ

ንቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ናይ ሓለዋ ግልጋሎት ዝህብ ትካል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ብዝስዕብ መለክዕታት ዘማልኡ ሕጋውያን ትካላት ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም ።

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ናይ ሐለዋ ግልጋሎት ዝህብ ትካል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ ላፕቶፕ፣ ዲስክቶፕ፣ ፎቶ ኮፒ መለዋወጢን ሴኩሪቲ ካሜራ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ካብ ሕጋውያን መቅረብቲ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ግልፂ ጨረታ ዕድጊት ጫማ ክዕድግ ይደሊ

መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት ንበጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሐለዋ ግልጋሎት ፀጥታ ብጨረታ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ::

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንቢሮን ንኣብት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ሀ ናዉቲ ኣቅሑት ገዛ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ለ መላዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ሐ ናይ ቢሮ ሐለዋ ግልጋሎት ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ

ትራንስ ኢትዩጰያ ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታት ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ቢሮታት ናይ ሰራሕ ቦታን ናይ ሐለዋ አገልግሎት ንምርካብ ዝተዋፈረሉ ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ንምእሳር ይደሊ