... ት ዓመት 2017 ዓም ንሆስፒታልና ዝዉዕል መድሓኒት ናዉቲ ህክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ቲ ፅሬት: ስራሕቲ ሕትመት :መሰርሒ ህንፃ : ከምእዉን ናይ ሕክምና ሃለቀቅቲ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መድሓኒት አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ሕዎት ነጋዶ ዝኾንኩምን ንተወዳደሩ ንዕድም።

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝ/ዩ አቁሑት/ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ሕጋዎት ነጋዶ ዝኾንኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

መቐለ ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ /ከነማ ፋርማሲ/ ናይ ሰብ ምድሓኒት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ንምዕደግ ይደሊ ::

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ _ ሕክምና መድሓኒት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ

መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲጉዶም ብመደበኛ በጀትናይ መድሓኒት ብፕሮፎርማ ጨረታ ከጫርት ይደሊ

ኣብ ላዕሊ ንምግላፅ ከምዝተ ሞከረ መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲጉዶም ብመደበኛ በጀትናይ መድሓኒት ብፕሮፎርማ ጨረታ ከጫርት ይደሊ ::

ማሕበር ደናግል ደቂ-ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ- ክርስትያን ሰበኻ ዓዲግራት ንዝተፈላለዩ መራሕቲ ስድራ 1. ፈሳሲ ዘይቲ ብልዒ 2. ናይ ፅሬት መሳርሒ 3. ናይ ምግቢ መብሰሊን  4. ሓጋዛይ ድምፂ መስምዒ /hearing aid/ ካልኦትን ኣወዳዲሩ ንምግዛእሰለ ዝደለየ::

ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት ፡ ፅሬት፣ ኤሌክትሪክ መለዋወጢ መኪና፣ ሕትመት ዕንፀይትን ደንቢ ክዳንን ከምኡ ውን ዝተፈላለዩ ኣፋውስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝ ስለዝደለየ